ምኒስተር ዜና ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል፡ ነቲ ምኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ ጌድዮን ጢሞትዮስ፡ ኤርትራ "ኣብ ቀርኒ-ኣፍሪቃ ዘይምርግጋእ፡" ትፈጥር ኣላ ...
ኣዲስ ኣበባ ኣንጻር ኤርትራ እተካይዶ ዘላ "ተጻባኢ ኣጀንዳ" ናይ ወጻኢ ድፍኢት ኣለዎ ክትብል ኣስመራ ከሲሳ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ዘውጽኦ ...
ሂዩማን ራይትስ ዎች ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ መንግስቲ ኤርትራ፡ ከም ኣካል ናይቲ ካብ ዝሓለፋ ቀረባ ኣዋርሕ ከካይዶ ዝጸንሐ ወፍሪ ግዱድ ዕስክርና፡ ቤተሰብ ...